ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ፡፡
ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 17 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ድማ ዋጋ ሓደነ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 3993 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ፡፡
ቀፃሊ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ከምዝካየድ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!