Fana: At a Speed of Life!

ንነበርቲ ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዝኣተዉሎም መንደራት ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።

እተን ከንቲባ ሎ  ኣብ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዘለውሉ መንደራት ዑደት ምግባረን ገሊፀን።

ንቖልዑ ምቹኣት መፃወቲ ሜዳታት፣ ንመናእሰይ ዝኸውን ሜዳ ስፖርትን ንነበርቲ ዕድል ስራሕ ዝፈጥሩ ሹቓትን ከምኡ ‘ወን ኣገልግሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ተማሊኦም ብምርኣይና ኣዝዩ ደስ ኢሉና ኢለን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.