ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ብርቱዕ ከምዝኾነ መብፅሒኡ ንርኢ ኣለና – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሰ ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ብርቱዕ ከምዝኾነ ትልሙ፣ ተግባሩን ቀፃሊ መባፅሕኡን ንምልከት ኣለና ኢሎም፡፡
እቶም ፕሬዚደንት ኣብያተ ክርስቲያናት ጎንደር ሓዊሱ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ታሪኻዊ ቦታታትን ልምዓትን ዑደት ኣካይዶም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትስሳር ገፆም ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ፤ ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ይግንፀል ኣሎ ኢሎም።
እዚ ጉዕዞ ብርቱዕ ከምዝኾነን መዕለቢኡ፣ ገስጋሱን መፃኢኡን ንርኢ ኣለና ኢሎም ኣብ መልእኽቶም።