ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ንፉልሃም ዘተኣናገደት ማቼስተር ዩናይትድ 3 ን 2 ተዓዊታ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ካሴሜሮ፣ ማቲያስ ኩንሃን ቤንጃሚን ሴሼኮን እንተመዝግቡ፤ ናይ ፉልሃም ሸቶታት ድማ ራዎል ሄሚኔዝን ኬቪንም ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበሩ ካልኦት ፀወታታት ኣስቶንቪላ ኣብ ሜዳኣ ቪላፓርክ ብብሬንትፎርድ 1 ን 0 ስዕረት እንተተኣናግድ፤ ኖቲንግሃም ፎረስትን ክሪስታል ፓላስን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!