Fana: At a Speed of Life!

መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶኦም እናቕረቡ ይርከቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀደማይ ፈረቓ ዓመት 2018 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐርቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.