Fana: At a Speed of Life!

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ።
ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።
ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም ብምስዓር ነቲ ፍልልይ ናብ ሰለስተ ነጥቢ ዘፅበበቶ እንትኾን ኣርሰናል ድማ ነዚ ፍልልይ ናብ 6 ነጥቢ ንምዕባይ ክትፅዕር እያ።
ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት እቲ ሊግ ማንቼስተር ሲቲ፣ ሊቨርፑል፣ ኣስቶንቪላን በርንሊን ንመጋጥምተን ከም ዝሰዓራ ይፍለጥ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.