ዲጂታላይዜሽን ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንኣባላት ሃገራት ብተሞክሮ ዝቐርብ እዩ – ሕብረት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲጂታላይዜሽን ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንኣባላት ሃገራት ብተሞክሮ ዝቐርብ እዩ ኢሉ ሕብረት ኣፍሪካ፡፡
ኮሚሽን ሕርሻ፣ ጉዳያት ገጠርን ዘላቒ ልምዓትን እቲ ሕብረት ሞሲስ ቪላካቲ ምስ ጎና ጎኒ ኣኼባ ፈፀምቲ ስረሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም ፤ “ድሕነት ማይን ፅሬትን ማይ፣ ኣጀንዳ 2063” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየዱ ዘለው ንጥፈታት ኣብሪሆም፡፡
ኣብ መብሪሂኦም ኣተገባብራ ኣጀንዳ 2063፣ ስምምዕነት ካምፓላን ከምኡ እውን ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ሕርሻን ተዓዚቡ፡፡
ብሰለሞን በየነ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!