Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም – ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም ኢሎም፡፡

መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ።

ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብቲ ጉባኤ መኽፈቲ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፤ ትካላት ፋይናንስ ኣፍሪካ ኢኮኖሚያዊ ለውጢ እታ ኣህጉር ንምቅልጣፍን ናይ ነዊሕ እዋን ዕላማታት ልምዓት ንምዕዋትን ምትሕብባረን ከሐይላ ይግባእ ኢሎም።

ብሶስና ኣለማየሁ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.