Fana: At a Speed of Life!

ምምዕባል ጉዕዞ ኢኮኖሚ ቱርክዬ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ኣውሮፓን ኤስያን ስትራቴጂካዊ ህላወ ዘለዋ ቱርክዬ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ክፍለ ዘመን ብዘተግበረቶም ኢኮኖሚያዊ ምምሕያሻት ኣብ መበል 17 ዝዓበየ ኢኮኖሚ በዓልቲ ዋና ንምዃን ኣብቒዑዋ።
ኣብ 2001 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘተኣናገደቶም ኢኮኖሚያዊ ፋይናንስ ልዑል ዋጋታት ንብረት፣ ፅዕንቶ ዕዳ፣ ድኹም ስርዓት ባንኪ፣ ኢንቨስትመንትን ናይ ምዕዳግ ዓቕሚ ገንዘብ ናይ ምድኻም መሰል ፀገማት ውሽጢ ምሕላፋ ይግለፅ፡፡
ካብዚ ውሽጢ ቅልውላው ንምስጋር ዝወሰደቶም ስጉምትታት ካብቲ ቅልውላው ክትወፅእ ዘኽኣላ ተኸታታሊ ኢኮኖሚ ዕብየት ክተመዝግብ መሰረት ኣንቢሩ እዩ።
ኣብ 2003 ዓ.ም.ፈ መበል 25 ቀዳማይ ሚኒስትር ቱርክዬ ኮይኑ ዝተሸሙ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ዝምርሑ ፓርቲ ፍትሕን ልምዓትን (ኤኬፒ) ብመረፃ ተዓዊቱ ቱርክዬ ንምምራሕ እንትጅመር ኢኮኖሚያዊ ምምሕያሻት ኣብ ምጥንኻር ተፀሚዱ ምንባሩ ይዝኸር።
እታ ሃገር ካብ ኢኮኖሚ ውድቀት ንምድሓን ንኣናእሽተይን ማእከሎትን ኢንተርፕራይዛት ኣብ ምድጋፍ፣ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ብምጥንኻር ኢንቨስትመንት ኣብ ምስፍሕፋሕን፣ ማክሮ ኢኮኖሚያዊ ኣብ ምርግጋዕን ዘተኮረ ምምሕያሻት ገይሮም።
በእነዚህና መሰል ማሻሻያዎች በመታገዝ የሰው ኃይልን፣ ቴክኖሎጂንና ካፒታልን በአግባቡ በመጠቀም ምርትና ምርታማነትን ማሳደግ የቻለች ሲሆን፥ ይህም አሁን ላይ ለደረሰችበት የኢኮኖሚ እድገት መነሳሻ እንደሆናት የዘርፉ ባለሙያዎች ያስረዳሉ፡፡
ከምዙይ ዝኣመሰሉ ምምሕያሻት ብምሕጋዝ ዓቕሚ ሰብ፣ ቴክኖሎጂን ካፒታልን ብግቡእ ብምጥቃም ምህርትን ኣፍራይነትን ምዕባይ ዝተኽኣሉ እንትኾን፤ እቲ ዓውዲ ሎሚ ዘመዝገቦ ኢኮኖሚ ዕብየት መልዐሊ ከምዝኾነን ሰብ ሙያታት እቲ ዓውዲ የረድኡ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.