ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ተዛቲዮም፡፡
ክልቲኦም ወገናት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተግበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ ኩነታት ኢኮኖሚን ለውጢታት ፖሊሲን ሓሳብ ተለዋዊጦም፡፡
ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝሕግዙ ምኽረ ሓሳባት ኣካፊሎም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!