ፆም ረመዳን ወርሒ ፅባሕ ክጅምር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ፆም ዓብዩን ቅዱስን ረመዳን ወርሒ ብምርኣዩ ፅባሕ ክጅምር እዩ፡፡
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሸሪዓ ፌዴራል ንፋና ዲጂታል ከምዘረጋገፆ፤ መእተዊ ወርሒ ረመዳን ኣብ ኢትዮጱያ ተረእያ።
ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቱ ትማሊ መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሸይኽ ሐጂ ኢብራሂም ቱፋ÷ ዓብዩ ወርሒ ረመዳን ኣብ ሓድሕዳዊ ብምርድዳእን ብርህራሄን ከነሕልፎ ይግባእ ኢሎም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!