Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢዶሎ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢዶሎ ኣቲዮም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢዶሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝህልዎም ፃሒት ብምግስቲ እቲ ክልል እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ከመዝዕዘቡ ሓሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.