Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ 3 ሚሊየን ብር ገይሩ፡፡

ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘረከቡሉ እዋን፥ በቲ ሓደጋ ዝተጎድኡ ወገናት ናብ ስሩዕ ናብራኦም ክሳብ ዝምለሱ ተኸታታሊ ሓገዝ ከምዝግበር ተዛሪቦም፡፡

ማሕበረሰ ካብዚ ዝኸፍአ ሓደጋ ከይበፅሖ ንዝተገበረ ርብርብ ብምምስጋን፥ ንህዝቢ ቅልጡፍ ምላሽ ስለዘድሊ ቅድሚት ዝወሃቦም ጉዳያት ንተጎዳእቲ ምብፃሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም፡፡

ብመለሰ ታደለ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.