Fana: At a Speed of Life!

መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ዓርቢ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣብ ስዑድ ዓረብ ወርሒ ብዘይምርኣያ ዓርቢ 11 መጋቢት ክኽበር ኢዩ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ወርሒ ሸዋል ብዘይምርኣያ በመብ 1447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ዓርብ (ጁምዓ) ተኸቢሩ ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡

ተቀዳሚ ም/ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼህ ኣብዱልከሪም ሼህ በድሪን እቲ በዓል ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምርድዳእን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ኢሎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.