መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል፡፡
እቲ መድፍዕ ፅባሕ 11 መጋቢት 2018 ዓ.ም ወጋሕታ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ኣብቲ ሚኒስቴር ማእኸል ስራሕቲ ስፖርትን ኪነ ጥበባትን ንፋና ዲጂታል ገሊፁ፡፡
ብምዃኑ ድማ ነበርቲ እታ ከተማ ኣብቲ ጉዳይ ግቡእ ሓበሬታ ንኽህልዎም ክብል ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣገንዚቦም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!