Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸላይ ምስራቕ ወጥሪ ዓለምለኻዊ ስግኣት ዕዳጋ ብሓፂሩ፡-

🫵ሓደ በርሚል ዘይተፃረየ ነዳዲ ብልዕሊ 116 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ፣
🫵ኣብ ዕዳጋ ኣውሮፓ ጋዝ ልዕሊ 30% ወሰኽ ኣርእዩ፤
🫵እቲ ጎንፂ ደው ካብ ዝበለ ኢነርጂ ኣቕርቦት እንተዘይተዛዚሙ ቀረብ ኦነርጂ እንተዘይተመሊሱ ዕብየት ንግዲ ብ1.4% ከምዝንኪ የተሓሳስብ ኣሎ፤
🫵መራኽብ ሆርሙዝን ባቤልን ክሓልፋ ይፅገማ ኣለዋ፤
🫵ዋጋ ፅዕነትን ኢንሹራንስ ጉዳይን ዘተሓሳስብን እናኾነ ይመፅእ ኣሎ፤
🫵ኣውስትራልያ እቲ ግጭት ኣብ ቀረባ እዋን እንተዘይተዛዚሙ ዓመታዊ ዕብየታ ብ0.6% ክወርድ ምዃኑ ተጠንቂቓ ኣላ፤ ዋጋታት ንብረት 5% ክበፅሕ ይኽእል እዩ፤
🫵ማሌዥያ እዚ ጉዳይ ፍጆታ ኢነርጂ ወፃኢ ክብ ከብል ከምዝኽእል እናወትወተት ትርከብ።
ብምዃኑ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብዝተፈጠረ ቅልውላው ዝተለዓለ ነዳዲ ዝገዝኣን ዝጥቀማሉን ሃገራት ከምልበን ንምርካብ ተፀጊመን።
ስርዓት ቀረብ ናብ ንቡር ክሳብ ዝምለስ እዞም ዝስዕቡ ኣማራፂታት ይወስዱ ኣለዉ፤
• ነዳዲ ብውሑድ ምጥቃም፣
• ንሓፂር ርሕቀት ብእግሪ ምጉዓዝ፣ .
• ለመሠረታዊ ነገሮች ቅድሚያ በመስጠት በመጠቀም፣
• መሰረታዊ ነገራት ቅድሚ ምውሃብ ምጥቃም፣
• ብሽክለታ ምጥቃም፣
• ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ምጥቃም፣
• ኣብ ነዊሕ እዋን ካብ ውልቀ ንላዕሊ ትራንስፖርት ህዝቢ ምጥቃም፣
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.