Fana: At a Speed of Life!

ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየር ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየርን ካብ ሓላፍነቱ ኣሰናቢተቶ፡፡

እታ ጋንታ ነቲ ኣሰልጣኒ ዘሰናበተተቶ ድሕሪ 114 ዓመት ንፈለማ እዋን ምንም ሸቶ እንተየመዝገበት ሓሙሽተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ስዕረት ምትእንጋዳ ስዒቡ ኢዩ፡፡

ካብ ፈረንሳዊት ጋንታ ስትራስቡርግ ኣብ ወርሒ ጥሪ ስምምዕነት ኮንትራት ሓሙሽተ ዓመት ብምፍራም ናብ ቼልሲ ዝተፀምበረ ሮሴኒየር÷ ብኩሎም ውድድራት 23 ግዘ ነታ ጋንታ መሪሑ 11 ግዘ ጥራሕ ክዕወት ክኢሉ፡፡

ትማሊ ምሸት ብብራይተን 3 ን 0 ስዕረት ምትእንጋዳ ስዒቡ ንስንብት እቲ ኣሰልጣነ ቀጥተኛ ምኽንያት ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ብኣቤል ነዋይ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.