Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ደስ ዘይበሎም ብወገን ኢራን ዝቐረበ ነጥቢ ድርድር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፤ ኢራን ነቲ ንኽልተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ኲናት ንምቁራፅ ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ ሕጉስ ኣይኮንኩን ኢሎም፡፡
ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ እቲ ኩናት ደው ክሳብ ዝብል ድርድር ኒውክሌር ናብ ጎኒ ዝገደፈ ከምዝኾነ ማዕኸናት ኢራን ፀሪሑ ሮይተርስ ፀብፂቡ፡፡
በዙይ እውን ትራምፕ ነቲ ስምምዕ መርሃ ግብሪ ኑክሌር ኢራን ንምድንጓይ ዝሓቶ ነጥቢ ድርድር ሕጉስ ከምዘይኮነ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ገሊፆም።
ኢራን መደርደሪ ነጥቢ ብወሽመጥ ሆርሙዝ ኣቢላ መራኽባት ኣብ ምንቅስቃሳት ደው ክተብል ብወገን ኣሜሪካ ግን ካብ ጉዳይ መርሃ ግብሪ ኒዩክለር ናብ ጎኒ ዝግደፍ ዘይኮነስ ቀይሕ መስመር ተገይሩ ተወሲዱ፡፡
ብብርሃኑ ኣበራ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.