ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
አዲስ አበባ፣ ግንቦት 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ሮናልድ ላሞላ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ኣብ ክልተኣወ ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዝዓለሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢመረጃ ኣመልኪቱ፡፡