Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማና ብሓድነት ሃገር ናይ ምፅናዕ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሃገር ናይ ምጥንኻር መልእኽቲ ዘመሓላለፍሉ እዩ ኢለን ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ዝድግፍ መንገዲ ጥራይ ዘይኮነስ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምጥንኻር ዝሕግዝ ጅግንነታዊ ባይታ እዩ ኢለን።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ “ብመረፃ ጥራሕ” ዝብል ዓብዩ መልእኽቲ ንዓለም ከምዝተመሓላለፈ ዝገለፃ እተን ከንቲባ ነበርቲ እታ ከተማ ወትሩ መልእኽቲ ምድልዳል ሃገር ከምዝነበሩ ኣዘኻኺረን።
ሎሚ ንጉሆ ናብ መስቀል ኣደባባይ ብምኻድ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፉ ነበርቲ እታ ከተማ ኣመስጊነን።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.