Fana: At a Speed of Life!

ፅባሕ ካብ መረፃ ወፃእ ኪሉእ ቆፀሮ የብልናን – ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ካብ መረፃ ወፃእ ኪሉእ ቆፀሮ የብልናን ኢሎም ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ፡፡

ኣብቲ መረፃ ድምፂ ዘይምሃብ ዴሞክራሲያዊ መሰልና ዘይምጥቃም ኢዩ ዝበሉ ነበርቲ እታ ከተማ፥ ፅባሕ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምፅና ንመሃብ ተሰናዲእና ኢሎም።

ንሕና ብዝመረፅናዮ ሰብ ኢና ንመሓደር ንደሊ ዝበሉ ነበርቲ ኣብቲ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ብጥላሁን ይልማ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.