Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልላት መረፃ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከታማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ጣያታት መረፃ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ ተዛዚሙ።

ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተቐመጠ ግዘ ሰሌዳ መሰረት ፅባሕ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም መረፅቲ ድምፂ ክህቡ ኢዮም።

ልዕሊ 54 ሚሊየን ዜጋታት ድምፂ ዝህቡሉ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፅባሕ 24 ግንቦት ክካየድ ኢዩ፡፡

#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያክትመርፅኢያ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል

#Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.