Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 23፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ናውቲ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ጣቢያታት መረፃ ተዛዚሙ፡፡

እቲ መረፃ ሰላማፃ ዴሞክራሲያዊን ከይዱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ንሻውዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣድላዪ ምድላው ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ እቲ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም ህዝቢ እታ ከተማ እጃሙ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ።

#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያክትመርፅኢያ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል

#Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.