Fana: At a Speed of Life!

ኤሚር ኳታር ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎምኤሚር ኳታር ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል-ታኒ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብልዑል ድምፂ ምዕዋቱ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡

ሼክ ታሚም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልዕእኽቲ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብምዕዋቶም እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡

ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ሰናይ ዘበን ስራሕ ዝተመነዩ ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣልታኒ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኳታርን ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.