Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ንሓዱሽ ዓመት 2019 መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዱሽ ዓመት 2019 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “እንኳዕ ን2019 ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም! ብይቕረታን ብምኽክርን ዝጀመርናዮ ብሩህ ጉዕዞ እነፅንዐሉ ዓመት ክኾነልና ንምነ” ኢሎም።

“ንኢትዮጵያ ቀዳምነት ብምሃብ ብቐጥታ ቅኑዕ መገዲ እንጓዓዘሉ ዘበነ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓድነትን ዓወትን ይኹነልና” እውን ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.