ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 7ይ ዙር 1ይ ዓመት ምጥያሽ ጉባኤ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 7ይ ዙር 1ይ ዓመት ምጥያሽ 1ይ ስሩዕን ጉባኤኡ ኣብ ሎሚ ዕለት ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ምጥያሽ ጉባኤኡ ንሓላፊ ምምሕዳር እቲ ክልልን ንኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልልን ከም ዝሰይም ከምኡ’ውን ካልኦት ሹመታት ከም ዘፅድቕ ትፅቢት ይግበር።