ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሰይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ንኣቶ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ዳግማይ መሪፅዎም።
ከምኡ እውን ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን ተመሪፀን፡፡
ብተወሳኺ እቲ ቤት ምኽሪ ንኣይተ ኣማረ ሰጤ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፅዎም።