Fana: At a Speed of Life!

ታደሰ ገመዳ (ዶ/ር) ኣብ ሲቪል ምህንድስና ካብ ዓለም ፍሉጣት ሳይንቲስታት ሓደ ብምዃን ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 29፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ታደሰ ገመዳ (ዶ/ር) ኣብ ዘፈር ሲቪል ምህንድስና ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ ላዕለዎት 2 ሚእታዊ ተመራመርቲ ሓደ ብምዃን ኣፍልጦ ረኺቡ።

ኣብ ዘፈር ሲቪል ምህንድስና ሞያዊ ክእለት ዘለዎ ታደሰ ገመዳ (ዶ/ር)፤ ኣብ 2026 ብስታንፎርድን ኤልሰቪየርን ኣብ ዝተዳለወ ደረጃ ሳይንቲስት ዓለም ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ ላዕለዎት 2 ሚእታዊ ሳይንቲስት ብምዃ ተሰሪዑ።

እቲ በዓል ሞያ ነዚ ኣፍልጦ ንሳልሳይ ተኸታታሊ ዓመት ከም ዝረኸበ ተገሊፁ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዘፈር ሲቪል ምህንድስና ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ ልዑል ደረጃ ዘለዎም ተመራመርቲ ኣብ ውሽጢ ቀዳሞት 1 ሚእታዊ ከም ዝተኻተተ ተገሊፁ።

ብኣቤል ነዋይ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.