Fana: At a Speed of Life!

ቼልሲ ንማንቸስተር ዩናይትድ 2 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ንማንቸስተር ዩናይትድ 2 ን 0 ስዒራ።

ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ሞርጋን ሮጀርስ ብፀወታ፣ ኮል ፓልመር ድማ ብፍፁም ቅላዕ ንቼልሲ ሸቶታት ኣመዝጊቦም።

ኣብቲ ፀወታ ኣርጀንቲናዊ ተኸላኻሊ ማንቸስተር ዩናይትድ ሊሳንድሮ ማርቲኔዝ ብቀይሕ ካርዲ ካብ ሜዳ ተባሪሩ።

ብመሰረት እቲ ውፅኢት፤ ቼልሲ ነጥባ ናብ 16 ብምዕባይ ኣብ 4ይ ደረጃ እንትትስራዕ፤ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ዝነበረተቶ መበል 16 ደረጃ ሒዛ ትርከብ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.