Fana: At a Speed of Life!

ኣርሰናል ድሕሪ 14 ዓመት ካብ ኣንፊልድ ንሊቨርፑል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ኣንፊልድ ብምምራሕ ንሊቨርፑል 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
 
ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብታዊት ሸቶ ካይ ሃበርትዝ ኣብ መበል 16 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
 
ኣርሰናል ምዕዋታ ስዒቡ ድሕሪ 14 ዓመታት ናብ ኣንፊልድ ብምጉዓዝ ሰለስተ ነጥቢ ክተዕውት ክኢላ፡፡
 
ነዚ ውፅት ስዒቡ ድማ ኣርሰናል ብ24 ነጥቢ መሪሕነት እቲ ሊግ ካብ ማንቼስተር ሲቲ እንትትርከብ፤ ሊቨርፑል ብወገና ብ15 ነጥቢ ኣብ መበል 5ይ ደረጃ ትርከብ፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.