ስፓርት

ስፓርት

ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን  …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎልድ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ክራኽባ ኢየን። ምስ ኣርሰናል ብ6 ነጥቢ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝገበሮም ዝሓለፉ ፀወታታት ማዕረ ምፍልላዩ ይዝከር። ክልቲኦም ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ ካብ ዝገበርዎም ሓሙሽተ ፀወታታት ማንቼስተር ሲቲ ሰለስተ ግዘ እንትስዕር ኣብ ሓደ ፀወታ ስዕረት ምግጣሙ ይዝከር። ሓደ ፀወታ ድማ ማዕረ ተፈላሊዮም። ኣንቶኒ ቴይለር፥…
Read More...

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወሃ ካራባኦ ካፕ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ። ናይ ከተማ ተናሓናሕቲ ዝኾና ኣርሰናልን ቼልሲ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካራባኦ ካፕ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት 5፡00 ክራኸባ ኢየን። ብሓዱሽ ኣሰልጣኒ እናተመርሐት ናብቲ ፀወታ ትኣቱ ቼልሲ ኣብ…

ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ካራባኦ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሻምፒዮን እቲ ውድድር ዝነበረት ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ንፉልሃም ከምኡ እውን ማንቼስተር ሲቲ ንብሬንትፎርድ ብምስዓር ኢየን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ተፀምቢረን፡፡ ክልቲአን…

ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን ግርማ ዲሳሳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ መሓመድ ኣበራ ኣመዝጊቡዋ።…

ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ሸቶ ከቤ ብዙነህ ኣመዝጊቡዋ። ፀወታ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም ቀትሪ ሰዓት 10 ወልዋሎ ዓዲግራት…

ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ሊቨርፑል ዘካይደኦ ፀወታ ልዑል ሃንቀውታ ፈጢሩ ይርከብ። ነቲ ሊግ ብ48 ነጥቢ እናመርሑ ዝርከቡ መድፈዐኛታት ሎሚ ምሸት ሰዓት 5:00 ኣብ ሜዳኦም ኤምሬትስ ንሊቨርፑል ዘተኣናግዱሉ ፀወታ ብቤተሰብ ስፖርት ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ። ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት…

ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡ ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ ስኮትላንዳዊ ሰብ ምስልጣን የኣኽለኒ ብምባል ብኽብሪ ድሕሪ ምስንባቶም እታ ጋንታ…