ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ኣብ…