ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ወረዳ ኣበርገለ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕን ወረዳ ኣበርገለን ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ።
እቲ ደገፍ ካብ ትካል ሓገዝ ፈረንሳይ ዝተረኸበ እንትኸወን፥ ካብ 6 ክሳብ 12 ወርሒ ንዘለው ህፃናት…