Fana: At a Speed of Life!

ፋውንዴሽን ፎር ሩራል ደቨሎፕመንት ቻይና ን3 ሽሕ ተምሃሮ 4 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዋግኦም ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቻይና ፋውንዴሽን ፎር ሩራል ደቨሎፕመንት” ዝተብሃለ ዓለምለኻዊ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 3 ሽሕ ተምሃሮ 4 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዋግኦም ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ። ኣተሓባባሪ እቲ ፋውንዴሽን ኣይተ ዳንኤል ወርቁ፥ እቲ ሓገዝ…

ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ገይሩ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ከምዝገበሮ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምእካብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ብምፅናዕ መፍትሒ ዘርእዩ ኣባላት ጉጅለ ሳይንቲስታት ሎሚ መዓልቲ ርካቦም ዕላዊ ገይሮም።…

በዓላት መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበሩ መናእሰይ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲትቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ዝኽበሩ በዓላት መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበሩ መናእሰይ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲትቱ። “መግለፂ ሓድነት፣ ሕውነትን ፍቕሪን ዝኾኑ እቶም ሃይማኖታዊን ህዝባዊን በዓላት ብሓባር ነኽብር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዕሊ 5 ሺሕ መናእሰይ…

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ማእኸል መሐብሐቢ ጉዱኣት ኣካል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ማእኸል መሐብሐቢ ጉዱኣት ኲናት  ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ/ር)ን…

ብዛዕባ ሕማም ኮሌካ/ሸሮኽ እንታይ ትፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪ፣ ኣመጋግባን ዝኽሰትን ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘበፅሕን ተመሓላላፊ ሕማም ኢዩ። ምልክታት ንምርኣይን ኣብ ሰብ ዝህሉ ተቓላዓይነት ንምውሳኽን ካብ 2 ሰዓት ክሳብ 3 መዓልታት ጥራሕ ይፀንሕ።…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ ንፅንፈኛ ሓይሊታት ንክወሃቡ ዝተዳለዉ ወተሃደራዊ ናውቲታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝንቀሳቐሱ ፅንፈኛ ሓይሊታት ንክወሃቡ ዝተዳለዉ ወተሃደራዊ ናውቲታትን ሰነዳትን ተታሒዞም። ጌታሁን ኣስፋው ጌታሁን ዝተብሃለን ነቶም ፅንፈኛታት ዝቐውን ሎጂስቲክስ…

ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ውሕመ ኢትዮጵያ ንፍልሰተኛታት እትገብሮ ዘላ እንግዶት ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፊሊፖ ግራንዴ  ኢትዮጵያ ንፍልሰተኛታት እትገብሮ ዘላ እንግዶት ንኢዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስቶም ኮሚሽነር ዘቲዮም። ኢትዮጵያ…

ትዊተር ኣገልግሎቱ ብክፍሊት ክገብሮ ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምልክት ኤክስ ንባዕሉ ከምብሓዱሽ ዘፋለጠ ትዊተር ኣገልግሎቱ ብክፍሊት ክገብሮ ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኤሎን መስክ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታኒያሁ ኣብ ኣሜሪካ ተራኺቦም ኣብ ዝተዛተይሉ እዋን ነቲ ሓሳብ ከምዘቕረቦ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘላቒ ሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ አንትኸወን፥ ትካል ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ዓለም ዘሰናድኦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቀዳማዊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 67 ሓደሽቲ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቕራፍ 67 ሓደሽቲ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዋ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ገሊፁ። እተን ኣውቶቡሳት ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተዓደጋን ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከይዲ ጉዕዞ ትራንስፖርት ባሕሪ ከምዝርከባን…