Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን፣ ኣብ ዓውዲ ዕደና ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማታትን…

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ “ደመይ ንወገነይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ "ደመይ ንወገነይ" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ተምሃሮን መምህራንን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካሌብ፥  ሰኣን ንጣብ ደም ሂወት ወገናትና ክንስእን የብልና ብምባል ደም…

መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ሕፅረት ዓቕሚ ኣገልግሎት ሕጊ ምርካብ ንዘይኽእሉ ዜጋታት ተረባሒ ዝገብር መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፣ ሚኒስትር ዴኤታ…

ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 500 ሺሕ ኣገልግሎት ኦንላይን ተበፃሒ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 500 ሺሕ ንዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ፍቓድ ንግዲ ሓዊሱ ተዛመድቲ ኣገልግሎታት ኦንላይን ተበፃሒ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ። ኣብ ኣሜሪካ ኢውጅን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ነቲ ርሕቕት ብ14 ደቒቓ 00 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ክብረወሰን ዓለም…

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማ መቐለ፣ ሽረ፣ ዓዲግራትን ኣክሱምን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቺፍ መኮንን ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ታሪኩ ደምሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ገሊፁ። ነዚ ጠሚቶም ዝካየዱ ዘለዉ መፅናዕቲታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ኣገልግሎት ዳያስፖራ ምስ ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣…

ብብርኪ ሃገር 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ክሕተሙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ዝተፈጠረ ሕፅረት ንምቕራፍ 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምሕታም ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ስራሕቲ ሕትመት ክሳብ ሐዚ ዝደንጎየ ምስ ትግበራ ሓዱሽ…

ንኣወዳድባ ክልል ዝተውሃበ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ንኣወዳድባ ክልል ዝሃቦ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ወድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብ መርሃ ግብሪ ምስረታን ምምስጋንን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ  ዝተረኸቡ ኣይተ ኣደም፥…

ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝተጀመረ ፃዕሪ ናብ ድሕሪት ዘይምለስን ብቑርፀኝነት ዝስረሐሉን ዛዕባ ኢዩ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተፈፀሙ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር…