ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እንደሻው ጣሰውን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣንተነህ ፍቃዱን ሓዊሱ ኣመራርሓ ዞባታትን እቲ ክልልን ተረኺቦም።…