ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ተሳሊጡ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሃገራዊ ሰላምን ድሕንነትን በዝበለፀ ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ዘኽእል ዓቕሚ ንምፍጣር ዝዓለመ ጉባኤ…
ቢዝነስ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ኣሎ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒተ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ሓይሊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ማሕበረሰብ ዓለም ሊቢያ ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውሕመ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 250 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኦቻ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ሰባት ህፁፅ ሓገዝ ንምሃብ 71 ነጥብ 4 ሚሊየን…
Uncategorized ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ተጀሚሩ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ። እቲ ሰልጠና “ ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ዝውዕል ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ንምምሕያሽ ስርዓት ስነ መዓዛ ዝኸውን ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ደገፍ፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ መንግስቲ ፈረንሳይን ዓለም ለኸ ትካል ምድሓን ህፃናትን ከምዝኸተምዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሓጊዙ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልዮን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲ ትምምህርቲ ንተምሃሮ ከተማ እንትጮን ከባቢኣን ሓጊዙ። ኣብቲ ስነስርዓት ርክኽብ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ፥ ብሰንኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ንምፍላጥ ዘኽእል ኣጋጣሚ ኢዩ ኢሎም። ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ተዓዊቱ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዊቱ። መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን መገዲታት ኣየር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣገልግሎት በቢዓመቱ ኣወዳዲሩ ዝሽልምን “ቢዝነስ ትራቭለር ኣዋርድ” ኣብ ከተማ…
ጥዕና ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኒፓህ ምግጣሙ ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋ ተገይሩ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኒፓህ ብዝተብሃለ ቫይረስ ኣብ ግዝኣት ኬራላ ክልተ ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋን ማሕበራዊ መንቅስቓስ ንክግደብን ተገይሩ። እቲ ቫይረስ ዝኾነ ይኹን ክታበት ከምዘይብሉ ተሓቢሩ። ኣብ ክፍሊ ኣካላት ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መናበዪ ኣረጋዊያን ተመሪቑ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መዕረፊ፣ ክንክንን መናበዪን ኣረጋዊያን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል፥ 730 ኣረጋዊያን ንምንባይ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣገልግሎት ሕክምና ዝወሃበሎም…