ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፓኪስታን ብገበን ምጥሓስ ምሽጥራዊ ሕጊ ሃገር ተኸሲሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ነበር ንሼኽ ሙሃመድ ኩሬሺን ብገበን ምጥሓስ ምሽጥራዊ ሕጊ ሃገር ተኸሲሶም።
ዳይና ፍሉይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ሃስናት ዙልቃርኒያ፥ ኣብ ልዕሊ እቶም ሰብ መዚ…