ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ኣሜሪካ ምዒዳ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ክሳብ ሐዚ ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ሓንፀፅታ ወተሃደራዊ ትልሚ ኣሜሪካ ምዒዶም። ኣብ መንጎ ሩሲን ዩክሬንን ይግበር ንዘሎ ኲናት ኣሜሪካ በዝተፈላለዩ መገዲታት ንዩክሬን ደገፍ ትገበር ከምዝፀንሐት ይዝከር። ስለዝኾነ ዩክሬን…
Uncategorized ክልል ኣምሓራ ብፅንፈኛን ወራሪ ጉጅለን ካብ ዘንፀላለዎ ናይ ስርቂ፣ ዕንወትን ሓደጋ ምፍራስን ብምውፃእ ናብ ንቡር ኩነታት ይምለስ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ዝጠመተ መግለፂ ቁፅሪ ኣርባዕተ ሂቡ። እቲ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክልል ኣምሓራ ብፅንፈኛን ወራሪ ጉጅለን ካብ ዘንፀላለዎ ናይ ስርቂ፣ ዕንወትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ኣፈጉባኤ ዘሀራ ሁመድ፥ እቲ ረቂቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ፍልጠት ዝመርሖ ምሕደራ ንዝበለፀ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ዓመታዊ ትልሚ 2016 ዓ.ም ከምዝቐርብ…
ቢዝነስ ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ረኺቦም Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ከምዝረኸቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘለዊዉ ስፍራታት ቱሪዝም ንመስሕብ ቱሪስት ንክውዕሉ…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክወዳደራ ኢየን Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 3፡50 ናይ ምሸት ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳን ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉን ንኢትዮጵያ በምውካል ዝሳተፋ ኣትሌታት ኢየን። ኣትሌት ጉዳፍ ብ10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ንትግራይ ትራክተራትን ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ትግራይ 4 ትራክተራትን 91 ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ዝግበር ዘሎ ክረምታዊ መፍረያይነት ብዝምልከት ዑደት ኣሰዋሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ‘’ኣብ ቡዳፔስት ኣብ…
ስፓርት ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ ኣብ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና አትሌቲክስ ዓለም ኣብ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ቀኒዑወን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ 1ይቲ ብምዃን እንትዛዝም፥ ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳልያ ብሩር…