ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም Desta Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማርዲያት ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ቅበላ ስሩዓትን ድሕረ ምረቓን ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ቅበላ ስሩዓትን ድሕረ ምረቓን ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ይቕበል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶክተር ዛይድ ነጋሽ፥ እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ስነልቦና፣ ሓይሊ ሰቡን ዉሽጣዊ ናዉትን ኣዝዩ ከቢድ ሃስያ ዋላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ትልምታት ልምዓት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም እወን ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጠረ ምንጋዕ ሰላም ንምፍታሕ ብቑርፀኝነት ክስራሕ ኢዩ-መንግስቲ Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጠረ ምንጋዕ ሰላም ንምፍታሕ መንግስቲ ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ…
ቢዝነስ ኣካዳሚ ኣቪዬሽን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 1 ሺሕን 551 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 1 ሺሕን 551 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 891 ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾና ተገሊፁ። ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት ስድራ ስዉኣት ክድግፍ ግቡእ እዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ንስድራ ስዉኣት ዝግበር ሓገዝ ዳግም ከምእትጅምር ተገሊፁ። እቲ ዝግበር ሓገዝ ዳገም ዝጅመረሉ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ ስድራ ስዉኣት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ መቐለ ንተምሃርኡ ስነስርዓት ኣቀባብላን “እንኳዕ ደሓን መፃእኹም”ን ኣካይዱ Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታ ክቕበሎም ንዝፀንሐ ተምሃርኡ ስነስርዓት “እንኳዕ ደሓን መፃእኹም”ን ኣካይዱ። ኣብ ቀፅሪ ኣሪድ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ሰርዓት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚንስትር ትምህርቲ ሳሙኤል ክፍሌ(ዶክተር)፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ከሮማኒያ ዘቲዮም Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ከሮማኒያ ሉሊያ ፓታኪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣካይዶም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝነበረ ታሪኻዊ ርክብ ከምኡውን እቲ ዩንቨርስቲ ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ፈሊሙ ሙያተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝረአ በዕጥቂ ዝተደገፈ ምንቅስቓስ ብስሩዕ ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ብመሰረት ትልመን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን ከምዝተቐበላ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…