Fana: At a Speed of Life!

ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ  ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ገሊፆም። ብኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማታት እቲ ክልል ንበዓል ዘገልግሉ መሰረታዊ ቀረብ…

ባንኪ ሂጅራ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሂጅራ “ኦምኒ ፕላስ” ዝተብሃለ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ። ባህጊ ዓማዊሉ ንምርዋይ ብምሕሳብ እቲ ኣፕሊኬሽን ኣብ ስራሕ ከምዘውዓሎ ገሊፁ። ብሓሙሽተ ቋንቋታት ዝተዳለወን ንተጠቀምቱ ዝቐለለን ከምዝኾነ…

ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 574 ተምሃሮ እቶም 60 ብማስተርስ ደረጃ ዝተመረቑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ 2009 ዓ.ም ዝተጣየሸ እቲ ዩንቨርስቲ ተምሃርኡ እንተመርኽ ሎ ንመበል…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ካብ 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ። ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ እቲ ሚኒስቴር ንኣፈፃፅማ ‘’ግዳጅ’’ ክፍሊ ተዋጋኢ ተወሰኽቲ ዓቕሚ ዝኾና ተሽከርከርቲ ንእዚታትን ክፍሊታትን ኣረኪቡ።…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓቲቱ። ልዕሊ 50 ትካላት መንግስቲ ዝተሳተፋሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፍርቂ እዋን ስራሕ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ምስላጡ ኣብቲ…

ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ A:  ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ ኣብ ምድብ B፡  ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር…

ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም። ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር…

ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሐሴ 25፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንምሃብ ተስማዕሚዑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቾን ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ዑደት ኣሳሊጠን። እተን ከንቲባ ምስ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ልኡኽ ዩ ኤስ ኣይዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ልኡኽ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስካት ሃክላንደር ናብ መቐለ ኣምሪሖም። መቐለ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ዝገበሩሎም እንትኾኑ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ…