ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብን ንምድምሳስ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብን ንምድምሳስ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ንዝተሳተፉ ኣባላት ፖሊስ እቲ ክልልን ንሰራዊት ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላትን ኣፍልጦ ተዋሂቡ።
እቲ መድረኽ ኣብ ዞባ ኣፍዴር ወረዳ ቆህሌ ጣቢያ ዳራዬ ሎሚ መዓልቲ ከምዘተሳለጠ…