Fana: At a Speed of Life!

ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝተተለመን ዝተወደበን ኣገባብ ምስራሕ መማረፂ ዘይብሉ ዕማም እዩ-ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት መሪሕነት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ሙሁራን፣ ተወከልቲ ተነሓናሕቲ ውድባትን ካልኦት ዓቕምታት ትግራይን ዝተሳተፍሉ እግሪ ምትካልን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በአዲስ አበባ የ2015 ዓ.ም የ8ኛ ክፍል ፈተና ውጤት ይፋ ሆነ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር)፥ ሎሚ ዘበን ብሓፈሻ 73 ሺሕን 385 ተምሃሮ ከምዝተፈተኑ ተዛሪቦም። ካብ መንጎ እቶም ዝተፈተኑ 70 ነጥቢ 6…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን  ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)ን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል ተሬሳን  ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን ጀርመን ዘቲዮም። ብተወሳኺ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ኣብ ክሊ ኣውቶሞቲቭ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ካልኣይ ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ክልተ መዓልታት ፃንሒት ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ኣብያታ ዕዮ፣ ኦዲት፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን እቲ ቤት ምኽሪን…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ዝምድነአን ብኣግባቡ ዘንፀባርቕ ርክብ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ክህልወን ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝፀንሐ ዝምድና ታሪክ፣ ባህልን ዲፕሎማሲን ብኣግባቡ ዘንፀባርቕ ርክብ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ክህልወን ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት…

መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብብርኪ ሃገር ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብኹሎም ፕሮግራማት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እዚ ስሩዕ ብዝኾነ መገዲ ንምፍፃም ንኩሎም መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ዩንቨርስቲታት ብመሰረት ዝተፅሓፈ ደብዳበ…

ሚኒስቴር ግብርና ካብ ጅቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ዘመናዊ ድኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ክልላት ንክውዛዕ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ካብ ጅቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ዘመናዊ ድኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ክልላት ንክውዛዕ ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፍያ ካሳ (ዶ/ር)፥ ልዕሊ 20 ተሽከርከርቲ ፅዕነት ልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን እቲ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ናብ ዝሓሸ ንምሽግጋር ቃል ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ንግዲ፣ ኢኮኖሚን ሰብኣዊን ናብ ዝሓሸ ንምሽግጋር ቃል ኣትዮም። ካልኣይ ዙር ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያን ኣፍሪካን ኣብ ከተማ ቅዱስ ፒተርስበርግ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ…

ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ። ኣብቲ ኤግዚብሽን ልዕሊ 250 ትካላት ኣገልግሎተን ንምርኢት ምቕራበን ተገሊፁ። ዓውዲ ጥዕና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዘርእይ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ቀየፅሪ ዓማዊል ቴሌብር ናብ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ከብ ንምባል ከምዝተለመ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ መሰረተ ልምዓት ብምስፋሕ…