ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ Desta Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ። እቶም 26 ተምሃሮ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2023/2024 ዓ.ም.ፈ ትምህርቲ ዝጅምሩ እንተኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም። ኣምባሳደር ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Aug 25, 2023 0 ፕሮጀክትታት ብቅልጣፈን ፅርየትን ናይ ምህናፅን ምዝዛምን ዘለና ተመክሮ ኣብ ኩሉ ስራሕቲ ኢትዮጵያዊያን ክድገም ኣለዎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ድሕሪ ለውጢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ዓውዲ ድሕንነት ኣቬሽን ዘጋጥሙ ተለዋወጥትቲ ስግኣታት ንምምካት ዓቕሚ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣብ ዓውዲ ድሕንነት ኣቬሽን ዝሰልጠኑ ሰብ ሞያ ኣመሪቑ። ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ትካል ሲሳይ ቶላ፥ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣቬሽን ብንቕሓት ክረኣዩ ዝግበኦም ተለዋወጥቲ ሓደጋታት ኣለዉና ኢሎም።…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ዛምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ሮዝ ሳካላ ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ጃኮብሰን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር፣ ውሕስነት ምግቢ፣ ኣሲዳማነት ሓመድን ጥዕና ሓመድን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ዝጠመተ ስምምዕነት ምስ ቻይና ምግባሩ ልዑል ዓወት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን እፎይታ መኽፈሊ ልቓሕ ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ዝጠመተ ስምምዕነት ምስ ቻይና ምግባሩ ልዑል ዓወት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ብሪክስ ጎኒ ንጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ዘቲዮም Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብፍላይ ኢትዮጵያ ናብ ጉጅለ ብሪክስ ምፅንባራ ስዒቡ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምብራኽ ዝዓለመ ኢዩ። ክልቲኦም መራሕቲ ብፖለቲካ፣ ግብርና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ264 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 25 ተሽከርከርቲ መወገድቲ ፈሳሲ ርስሓት መቐለ ሓዊሱ ን8 ከተማታት ተዋሂበን Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ264 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 25 ተሽከርከርቲ መወገድቲ ፈሳሲ ርስሓት መቐለ ሓዊሱ ን8 ከተማታት ሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ኢሎም። ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቢን ዛይድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ መሀመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ እቲ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩንቨርስታት ነባር ተምሃሮአን ብምቕባል ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር የሳልጣ ከምዘለዋ ተገሊፁ Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩንቨርስታት ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ኣብ 2016 ዓ.ም ትምህርቶም ኣቋሪፆም ዝነበሩ 24 ሺሕ ተምሃሮአን ብምቕባል ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር የሳልጣ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ…