Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምቅልጣፍ መዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ መናእሰይ በትምህርቲን ክእለትን ብምብቃዕ ፍሪያቶም ምስሳን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ብምክትል ቀዳማይ…

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ወለንታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ሸገር ክረምታዊ ወለንታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሕድሳት መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣብያተ ትምህርቲን ከምኡውን ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ግዜኢ…

ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 7 ክሳብ 13 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሓሙሽተ ሃገራት ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሓሙሽተ ሃገራት ተሳቲፎም። ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ሓዊሱ መራሕቲ ጣሊያን፣ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኬንያን ምርካቦም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ኣኼባ…

ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ። እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሳብያን ዝተመረቐ ማእኸል ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወለድቲ ድሬዳዋ ደገፍን ምትሕብባር ማሕበር ኣክሲዮን ሲሜንት ናሽናልን…

ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ምስ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ምስ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ተወካሊ እቲ ቤት ፅሕፈትን ከቲመምዎ። ኣብ መንጎ ክልተ ትካላት…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ንተፈተንቲ 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ንተፈተንቲ 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዑደት ገይሮም። ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ሚኒስትር ዴኤታው ሳሙኤል ክፍሌ(ዶ/ር)ን ÷ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ንተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣተባቢዖም።…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንተኸታተልቲ ሰለስለ መዓልታት ዝካየድ ምዝኾነ ተገሊፁ። በጀት 2016 ዓ.ም ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ጆን ጋራሜንዲ ዘቲዮም። እቶም ኣባል ኮንግረንስ ምስ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንዝህልዎም ቀፃልነት ዘለዎ…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ጄዲ ቻይና ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ጄዲ ቴክኖሎጂ ቻይና ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዉ ኣማረፅትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ዘድህበ ከምዝነበረ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ኩባንያ…