Fana: At a Speed of Life!

ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ ኤም ኤፍ)ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢልካ ስርናይ ንምዉፃእ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ምቁራፁ ስዒቡ ሕፅረት ዉሕስና መግቢ ዓለምና…

ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም-ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም ክብላ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝትፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ለዕሊ 1 ሺሕን 400 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ  ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ተኸታቲሎም ውድድሮም ብምዝዛም ተዓዊቶም።…

ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ካርል ስካዉ ዘቲየን። ኣምባሳደር ብርቱካን እቲ ትካል ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ድጋፍ ኣመስጊነን። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 3 ፋብሪካታት ባኒ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 3 ፋብሪካታት ባኒ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ከተማና ተወሳኺ ብስራት ዝኾነ ፋብሪካታት ባኒ መሪቕና…

ዩንቨርስቲ ኣርሲ ንኣትሌት ቀነኒሳን ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣርሲ ንኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…

ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ኤግዚብሽን ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ኤግዚብሽን ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ምዝማን ዓውዲ ጥዕናን ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ምሃብን ከም ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም። እቲ ኤግዚብሽን፥ ሃገር…

ከተማታት ትግራይ ፅሩያትን ንነበርተን ምቹዋትን ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግታይ ዘለዋ ከተማታት ፅሬተን ዝሓለዋን ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ከምዝጠልብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐ…

ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዕንወት ኣጋጢሙዎም ዝነበረ ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ተፀጊኖም ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። ዓለምለኸ ኮሚቴ መድሕን (IRC) ንፅገና እቶም…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 137 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን 137 ቢሊየንን 408 ሚሊየንን 472 ሺሕን 187 ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ። ካብቲ ድም በጀት እቲ 89 ቢሊየንን 279 ሚሊየንን 467 ሺሕን ብር(65 ሚኢታዊት) ካብቲ ክልል ዝእከብ ከምዝኾነ…