Fana: At a Speed of Life!

“ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)500 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ናይ ባዕልትና ሪከርድ ንክንሰብር ዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንዝወፅኡ ኩሎም አመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መልእኽቶም፥ ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ…

ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሰራሕተኛታት እቲ ፕሮጀክት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ተሳቲፎም። ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት…

እንተኽሎ ንቐፃሊ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተኽሎ ንቐፃሊ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎቦ የካ ምስ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ኣብያተ ትምህርቲ ብምዃን ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ…

ኣብ ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ-ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ከምዝተረኸበ ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ከም ሃገር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ክልሎም ዘጀመሩ ኣይተ ሽመልስ፥ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል መርኣዪ ተግባር ኢዩ – ኦሬሊያ ቻሌብሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል ካብ ወረ ዝዘለለ መርኣዪ ተግባር ኢዩ  ክብላ ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኦሬሊያ ቻሌብሮ ተዛሪበን። እቲ ትካል ኣብ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር…

ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ሸቶን ዓወትን ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ዝሳለጥ ዘሎ ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ዓሸቶን ዓወትን ኢዩ  ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ…

ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ ዝተሰናደአሎም ከባቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ ዝተሰናደአሎም ከባቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመኘቀ መኮነን ብምርካብ ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ተሓቢሩ።…

ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ፀሓይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ  500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ጣቢያ ሃመኒ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ(ዶ/ር ኢ/ር) ዘጀመርዎ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ብብርኪ ክልል ሎሚ መዓልቲ 260 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። 26 ሺሕ ሄክታር መሬት…