Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ መዚ ኢጋድ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል፣ ሲቪክ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዕላማ…

ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ። መራሕቲ ሰለስቲአን ሃገራት ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ኣብ በካምፕ ዴቪድ ከምዝራኸቡ ተገሊፁ። እተን ሃገራት ብፍላይ ብቴክኖሎጂን ዓውዲ ምክልኻልን ሓዱሽ…

ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 4 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ፥ ጠንካራ ሰንሰለት ቀረበን ዕዳጋን ብምፍጣር ፅርየቶም ዝሓለዉ እታዎታት በምቕራብ…

ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍቢሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኣይተ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትንን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን። ክልቲአን ሓለፍቲ ስራሕ ኣብተግባራት ክእለት ዝመርሖ ዕድል ስራሕ ምቹእ ኩነታት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ…

ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቋሪፀን ዝነበራ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ዩንቨርስቲ መቐለ 2 ሺሕ፣ ዩንቨርስቲ ራያ ድማ 760 ትምህርቶም ኣቋሪፆም…

ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝደንገጎ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘተ ከምዝገብር ተገሊፁ።

ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ ጀሚሩ ንዝወሃብ ክታበት ንምዕዋት ልዕሊ 45 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍደገ ማህፀን ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ወፍሪ "ንከተብ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ  ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብሪሁ። ምክትል ሓላፊ እቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤራ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ኣል ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኳታር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ከልቲኣዊ…