Fana: At a Speed of Life!

ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተዛዘመ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ናይ መወዳእታ ዝበሎ 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ…

ሕማም ኩሊት ንምክልኻል ዝሕግዙ ተግባራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…

ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩዋ ኣሎ-ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ዕስለ መበገሲኡ ካብ ከባቢታት ዓፋር እንትኾን ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን…

74 ኣባይቲን 160 ተሽከርከርቲን እንትዕገታ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ተወሪሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 689 ሚሊየን ብር፣ 74 ኣባይቲ፣ ሓደ ህንፃን 160 ተሽከርከርቲን እንትእገዳ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ከምዝተወረሰ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…

ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ሂቡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ንኩለን ዩንቨርስቲታት ሎሚ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ ብቦርድ ኣብ ዝፀደቐን ብሚኒስቴር…

ንህንፀት ትካል ልምዓትን ሓገዘን ኣውሊያ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት በዓል 19 ደብሪ ትካል ልምዓትን ሓገዘን ኣውሊያ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኩርናዕ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሼኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልከሪም ኣል ኢሳ ኣንቢረሙዎ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ውሱናት ከባቢታት ዘሎ ከይዲ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ አዛብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ዛዕባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ዛዕባታትን መብርሂ ሂቦም። ከይዲ…

ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እቲ ሙዚየም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተሃነፁን ኣብ ህንፀት ዘለዉን ፕሮጀክትታት እቲ ዝዓበየ ኢዩ ኢለን።…

ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን። እቲ ሰነድ ኣብ 1965 ዓ.ም ተፈሪሙ ኣብ ኣገልግሎት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ስምምዕነት ብምምሕያሽ ክልቲኣዊ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣየር ንምክያድ ኢየን ተፈራሪመን። መገዲታት…