Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሲዳማ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ብብርኪ ክልል ኣብ 25 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ…

ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣብ መላእ ሃገር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ። ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥  ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ከምዘለዉ ካብ ኮሚኒኬሽን…

ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ብንጉህኡ ብዝናብ ወፂእኹም ሓምለዋይ…

ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ነበርቲ እቲ ከባቢ…

ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ። እቶም ሰብ ሞያ በቢእዋኑ ዘሎ ቁፅራዊ ምዕባለ እናተኸታተሉ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሓበሬታ ክምግቡ ኢዮም። ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…

ብሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ቁም ነገር ንስራሕ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ብሓምለዋይ…

ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ። ሰዓት 12 ንጎሆ ዝጀመረ እቲ መርሃ ግብሪ ክሳብ ሰዓት 12 ናይ ምሸት ከምዝቕፅል ተሓቢሩ። ነቶም ፈልስታት ንምትካል ዘኽእል 9 ሺሕን…

ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ኣብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ፌዴራል ንዘለዉ ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውብአየሁ ማሞ (ኢ/ር)፥ ተሃነፅቲ እዋን ፍርዶም ብንባብ ንከሕልፉ ምስራሕ የድሊ…

ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ንሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ስራሕቲ ወለንተናዊያንን ዝኸውን ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረ ገሊፁ። ወደብን ተርሚናልን ኣብ ዘለውዎም ከባቢታት ልዕሊ 30 ሺሕ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎምን ውሕስነት ምግቢ…